ወንጌል የዉሃንስ

1,193,651
0
Published 2018-03-09
ዮሃንስ 3:16 ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ይህወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።

All Comments (21)
  • @user-li7db5fb4z
    ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐለና ዝተማሃረናዮ ኣብ ልበና ይሕደረለና ኣሜን
  • ቃለሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
  • @wenikesete949
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ቃል ሂወት የሰማልና ኩቡር ሓውና ክብርን ምስጋናን ንጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ኩርስቶስ ይኹኖ ♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰
  • @user-wb2qj4vv2o
    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 🙏🙏🙏 ቡሩክ ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካን መንፈስ ቁዱስ ናይ ኩሎም ቁዱሳን ምስ ኩላህና ይኩን ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 🙏🙏🙏
  • @user-cy3hv9hz8g
    አሜን አሜን አሜን ብመንገድካ ምረሐና ጌታየ
  • Kealehiwet yesmealna ajemiru zefetsemena luell Egziabiher ztemesgene ykun amen 🙏
  • @meslal7827
    ቃለ ሕይወት የስምዓና ተባረክ መንፈስ ይሕደርካ አሜን ወአሜን ተባረክ። ❤❤❤❤❤❤❤❤
  • @AskAsk-ll8tj
    ቃል ሂወት የስማልና አሜን አሜን አሜን
  • @elenitsaedu
    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና temaharnayo ኣብ ልብና yehdrelna 👏👏👏👏
  • @bahri5530
    ኣሜን ጎይታ የሱስ ክብሪ ንዓኻ ይኹን✝️
  • @shewitgere8157
    ኣቤት ደስ ኪብለካ!ካል ኣምላክ የስሚኣልና እግዚኣቢሀር ኣምላክ ይክረ ይበለልና! ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
  • @SenedSenay
    እግዝአቢሄር ይመስገን ብሩክ ሓወይ ኣምላኽ ይባርክካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
  • Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna kubur memhirina 💕😘😘💕💕💕😘 💕😘💕💕😘💕💕😘💕😘
  • @user-gy2uk5vn1u
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣብ ልቦናና የንብረልና እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏🙏🙏💜💚💜💚💜💚💚💚💚
  • @D_SALU
    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓውና ጸግኡ የብዘሓልካ እዝግኣብሄር ኣምላኽ🙏🙏🙏