ዕጣን ግባእ ጓል ራያ ተሰርንቀ ነይረ😂#tiktok #habesha

2024-07-28に共有

コメント (21)
  • ኩሉ ተቅርብዮ ደሰ ባሃል የቀንየና ጋል ራያ ሸኮሪ❤ትሰብና ግን ፀቡቅ ዘይፍትዮ ኮኑ እምበ ፀርፍ ሕማቅ ነገር ተዝኮን ግን ዱድ ቢበለ ነይሩ!ሰለዝ ነታባበዐያ ኣሕዋት
  • @sabai12167
    ጓል ራያ መደባትኪ ለበለ ኩሉ እዩ ደስ ላበለኒ ልካታተሎ ወለላይ የዒሰሰ ታይ ነይርዋ ኣብ ጥቃኪ መነበርኩ ሀዚ ቁኑኡ ለ ጠስሙ ለ ዓሳድዋ💚💚💚💚
  • @user-gb5yh5fd7g
    እዛ ቀያሕ ጓልስ ደስ ምባላ ፅሪቲ እምበር ጓል ራያ♥️🥰🥰🥰
  • @somoksa2031
    መርዓት ምስልኺ ኣይ ኣነይ ዓድና ፋቅዕና 😢❤❤❤
  • እሰይ ደስክብል ባህልናይ መንነትናይ ድምዕባይ ላዕልን ታሕቲን ትብለኽ ጋል ራያዋይ ብ ጣዕም ዓብይኒ ክብር እንሀን ቐፅልሉ በርቲዕ ኹልና ነተባብዐያ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
  • ጓል ራያ ብሰላም እግዚአብሔር ንዓደይ የብቅዐኒ እና ጭሽ ክተእትውኒ ኢኩ
  • @medhin8187
    የቐንየልና ጓል ራያ ❤ ደስ ይብል ኣቤት ትኪ ኣነ ግን ኣመንጉየዮ ይወጽእ ኣለኹ😂😂 ቃኒአ ሞይተ ሐዝስ የፎትን ኔረ ግን 😂 ደቂ መዳመይ ካብ ስደት ምስተመለስና እዚ ብመስሓን ቃሲልን ዝተቐደለ ሰዉነትና ከምዚኣ ጌርና ምሕር❤😊 እሺ ዶ ኣእጋርና ደም ቋጺሩ መድሓኒቱ እዚ ከይኮነ ኣይቐርን 😎😍
  • @user-hw9ui3nx2t
    ትቅርብዮ ምድብ ድስ ክብል ዓዲና ናንፍቅና እምብይ 😢😢😢😢😢
  • @Awet355
    ጋል ራያዋይ ንሕናዉን ደሰሰሰ ኢሉና ሰደትና ኣሕፂሩ ናዓኪ የማሰለና ኣነዉን ቅዱሰ ቅንኢ ቀኒአ ፀላኢ ዓይንክን ይደፈን ዓሳድታተይ ♥️♥️♥️♥️😂ኣደዋኒ ለጋሰ ♥️♥️♥️♥️
  • @somoksa2031
    እሰይ ባህሊ ራያ ደስ ክብል በርትዒ ጓል ራያዋ ናታባብዐያ ሸገ ስራሕ ይኡ 👍👌💚💚💚🌷🌷
  • ኣቤት ኣዴታት ራያ ከመይ ጌረን ከም ዝኸናከናኻ አማ ረኣይወን 🤔😍😍😍😍❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
  • ጓል ራያዋይ ጥዕምቲ ድሕዞት መኽበርት ባህላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምቅርተይ❤❤❤
  • @user-uy1tl1cq7m
    ኣደዋና ገተይቶም እወ ዕዲመ ጥዕና ይሃዊኺ 🥰 መሰሉ ኣርእያ የኔ እዝዊቲ ደቅ ዓደይ ኣየ ሰደት 😢❤❤❤❤❤❤
  • ኣደዋይ ጡሽ ኣትያ ማይ ኣቀብልኒ መጥፊኢ ትብለኒ ዓይነይ ዓሚተ የቀብላ ነይረ ትኹ 😂ናፍቆት ግን
  • @gualEnderta
    ኣብ 70 እንደታር ኣብ ደገ ኣይግበርን ለለ ምሽት ኢና ንኣቲ ኣብ ፅሓይ ኣይግበርን ብዝኮነ ጓል ራያዋ ዓሳዲ ኩለን ቀፅልሉ ❤❤❤❤
  • @gdfx3728
    አነሰ ዘን ደቂ ራያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወን አሰንን ፀጉረንንንን ዋውውውው😁❤️❤️❤️❤️
  • @jucf4669
    ዋይ ዕጣን ቃሕ ውልን ጋል ራያ ግን ታዓድልኽ ካድዋቀስል ዳዕጣን ብሰላም ይመልሰና ሰደት ድንአናለ😢😢
  • @BirBirr-bd3xz
    ጓል ራያ ሹኮር ንኣይ እዉን ክትኣግብእኒ ኢኪ ❤❤❤❤❤
  • ጋል ራያኣ ሽኮር ኩሉ ተቅርብዮኦ ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ❤❤❤❤
  • @FerFerFe
    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኪ ጋል ራያዊ ሸኮር❤❤❤❤